MrWedijennah - Tigrignatrgum Suretu-ttin




1,203 Views

Published
ናይ ትግርኛ ትርጉም ቁር-ኣን ንዘይበጸሖም ኩሎም ወገናትና ንምስትምሃርን መልእኽቲ ናይ ቁር-ኣን ከምዝበጽሖም ንምግባርን ዝዓለመ ቪድዮ ኢዩ። ናይ "ኣ'ትቲን" ምዕራፍ ብስም ቅዱሳን ቦታታት ብምምሓል ጀሚሩ ንጽባቐን መዓርግን ኣፈጣጥራ ሰብን ጠቒሱ ናይ እምነት ጻማን ናይ ክሕደት ውድቀትን ንሰብ ዝህብዎ ቦታ ብምድህሳስ ንናይ ኣላህ ፍትሓዊነት ብዝለዓለ ደረጃ ዝገለጸ ናይ ቅዱስ ቁር-ኣን ኣካል ኢዩ።
Category
Tegeregna
Be the first to comment